ሪያል ማድሪድ ኣብ ኤል ክላሲኮ ተዓዊታ!

ሪያል ማድሪድ ኣብ ርእሰ-ከተማ ካታሎኒያ ተዓዊታ! ሎሚ ምሸት ኣብ ዝተገብረ ትጽቢት ዝተገበረሉ ኤል ክላሲኮ፡ ሪያል ማድሪድ ንባርሴሎና 2-1 ብዝኾነ ውጽኢት ስዒራታ። መን…